ባይቶና

ባይቶና Love page if u like it follow the page

ሕጂ ሞ ዘይሕሰብ ኢዩ ኣብ ጎኒ ትግራይ ዶ ወላስ ትግርኛ ኢዮም ኢልካ ምሕጋዝ ወላ ዉን ምቁዛም ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ኣብቲ መሪር እዋን ብርጌድ ንሓመዱ ይኩን ተቃወሚ ስርዓት ህግደፍ ብንዋት ይ...
20/08/2026

ሕጂ ሞ ዘይሕሰብ ኢዩ ኣብ ጎኒ ትግራይ ዶ ወላስ ትግርኛ ኢዮም ኢልካ ምሕጋዝ ወላ ዉን ምቁዛም ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ኣብቲ መሪር እዋን ብርጌድ ንሓመዱ ይኩን ተቃወሚ ስርዓት ህግደፍ ብንዋት ይኩን ብጉሉበት ኣብ ፈቆዶ ከተማታት እንዳኸደ ሰለማዊ ሰልፊ ብ ኣኽልባትን ብፖሊስን እዚ ዘይብሃል መስዋቲ ከፊሉ ብሕዉሓት ጥልመትን ብድዐን ረኢኺቡ።እዚ ከይ ኣክል ደማ ምስቲ ካብ ሃገርና ባሕጊግና ክንጥፎኦ ንቃልሶ ስርዓት ህግደፍ ወጊኑ ቀይ ቀይ ኢሉ ኣብዝንበረሉ ጌዜ ትንፋስ ሂቦሞ ምሱኡ ተደናጊጾም ሰሪሖም።ሕጂ ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ይኩን ሕዉሓት ጉዳይና ኣይኮነንን።
ብርጌድ ንሓመዱ ይኩን ተቃዋሚ ስርዓት ህገደፍ ዝሕላፈ ዓመታት ኣብ ሂወቱ ዘጣዕሳ ዓመታት ኢዩ ምስኩም ክደናገጽ የሕሊፍወን።

10/08/2026

ዝኾነ ፍጡር ኣብዛ ዓለም ሰብ ይኩን እንስሳ ዓቕሉ ዓቐን ኣለዎ።

#እዚ ሓዉና ካብቲ ዝዓበየሉ ዓዲ ንክሰርሕ ኢሉ ናብ ከተማ ኣሰምራ መጽዩ ስራሕ ክስርሕ ጀሚሩ።እቲ ዝሰርሖ ስርሓ ድማ ኣድካምን ኣታዊኡ ዉሕድ ዝበለ ኣትዊ ዝረክበሉ ዕንጨይቲ እንዳፈለጸ ሓደ ኢሉ ሂወት ካብ ስድሩኡ ተፈልዩ ጀሚርዎ።ከምዚ እንዳበለ ድማ ካብ ዜሮ ናብ ትካል ተሰጋገረ።ትካል ኣዉጺኡ ድማ ዉሑስን ኣታማምንን ሂወት መስሪቱ ነቲ ኣብቲ ከባቢ ዝቅመጥ ህዝቢ ዉን ኣብነታዊ ኮነ።ዕድሙኡ እኩል ስለ ዝንበረ ከኣ ስድሩኡ ንዑኡ ትመስል ጋል ሰብ ከምጽእ ገደድዎ።ኮይኑ ድማ እዛ ንርእያ ዘለና ካብ ድኻ ሕብረተሰብ ክትኮነኒ ስድራኣ ዉን ክትልዉጥ ኢሉ ተመንዩ ተምሪዕዋ።ድሕሪ መርዓ ግን ወየከ ኮይና ቆልዓ ኣይወልድን ኢየ ኣነ ፋሽን ሸዉ ባህገይ ኢዩ ፡ትዕመጸኒ ኣለኻ፡ኣነ ኣዴታተይ ተዓምጸን ኣነ ኣይዕመጽን ዝብል ኣብ ዘይበቱኡ ናይ ደናቁር ስነ ሞገት ኣምጺኣ ኣጨነቀቶ።በቃ ሰብ ሰዲዱ ከረድኣ ፈቲኑ ቤተሰብ ፈቲኑ በቃ ተቅይራቶ ኣቅቢጻቶ።ለሚኒ ሚዕዱ ክትቅየር ኣይከኣልትን ኣብ መወዳእታ ደማ ኣብዛ ሓጻር ቪድዮ ንዕዘቦ ዘልና ናብ ፈተነ ኣዉዲቃቶ ።ኣብ ሂወት ብደቂ ተባዕትዮ ይኩን ብደቂ ኣንስትዮ ጌጋታት ኣለዉና ኮይኑ ማዕረ ክንድዚ ናብ ከምዚ ወሪድካ ምግቡዕባዕ ንደቂ ተባዕትዮ ሓበሻ ናብ ሽግርን ማህርመትን ጥራይ ኢዩ ክወስደና እንበር ከም ካልኦት ዜጋታት ርእስና ኣድኒና ክንከይድ ዘሎ ተኽእሎ ኣዝዩ ቱሑት ኢዩ።ስለዚ ርግእ ኢልና እንተተረዳዲና ባህሪ የሕዋትክንን የሕዋትናን እንዳ ሓለና ካብ ኩሉ ነገር ኢዩ ዝሕልወና።

28/07/2026

😂😂😂😂😇😇😇😇😇

Our hero    Kiros asfhawe never let u go  in any circumstance We love you
22/07/2026

Our hero
Kiros asfhawe never let u go in any circumstance
We love you

13/07/2026

🤣🤣🤣🤣🤣🤣😇😇😇😇😇😶‍🌫️😶‍🌫️😶‍🌫️😶‍🌫️😶‍🌫️

We extend our best wishes to Trossard.We are truly grateful for your contributions to our team. You are a legend at our ...
13/07/2026

We extend our best wishes to Trossard.

We are truly grateful for your contributions to our team. You are a legend at our club.

06/07/2026

ገሌኤን ንጥዑይ ሰብኣይ የሕምማ ተስፋ የቁርጻ
ገሌኤን ድማ ንዝሓመመ ክፍዉሳ ሞራልን ተስፋን ክህባ ትርእየን። ኣብ ሂወት እቲ ዝበለጸ ነገር ጥዕና ዝብል ሰብ ኢየ ኔረ ግን ጥዑይ ወይ ዉን ጥዕይቲ መጻምቲ ትርደልእካን ሞራል ትህበካን እንተለካ ግን ወላ እቲ ሕማም ፈዋሲቱ ኢያ ጥዕና ኢያ ትህበካ።

Well done 👏   Coming home........
06/07/2026

Well done 👏
Coming home........

30/06/2026

ከማና ሰብ ኢዮም።
ናቶም ፈተና ካብ ናትና ብዕጽፍታት ኢዩኦም ዝፍተኑ።
ስለዚ ሃይማኖታዉያን ሰባት ብጹኣት ኣይኮኑን።
#ወዮ ደኣ ፈረድቲ ኮይና እንበር እግዛብሔር ን ሙሴ ቀታሊ ሰብ ንሶሎሙን 500 ኣንስቲ ዝንበሮም ከም ዝመረጸ ኣይትፈልጡን ኢለ ኣይግምትን ግን እዞም ኩልኩም በዚኦም ትወራዝዩ ዘልኩም ንስኩምን እግዛብሔርን ትፈልጥዎ ጉዳይኩም ብዙሕ ኢዩ።

22/04/2026

Address

Norwood

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ባይቶና posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Organisation

Send a message to ባይቶና:

Shortcuts

Share