Eritrean Council For Justice in Calgary

Eritrean Council For Justice in Calgary Eritrean Council for Justice in Calgary (ባይቶ ኤርትራዌን ንፍትሕ ኣብ ካልጋ?

ኩራዕ ኤርትራዊ!
02/08/2022

ኩራዕ ኤርትራዊ!

ንምሓዎ ነቲ ጠንቂ!
11/02/2021

ንምሓዎ ነቲ ጠንቂ!

ድምጺ ውጹዓት ብሙኻን ሕልናና ነዕርፍ!
10/15/2021

ድምጺ ውጹዓት ብሙኻን ሕልናና ነዕርፍ!

ሰብ'ባ ንኹን !
10/10/2021

ሰብ'ባ ንኹን !

ንኣብ ስደት ሊብያ ኣብዚ ግዜ'ዚ ዝሳይዩ ዘለዉ ስደተኛታት የሕዋትና ዝተገጥመት

10/04/2021

'ዘይንቡር ለሚድና' ንዝኽሪ 8ይ ዓመት ህልቂት ላምፐዱሳ

ክልተ ምርጫ!
09/18/2021

ክልተ ምርጫ!

09/04/2021
በጺሑ 'ቲ መርገም!
06/25/2021

በጺሑ 'ቲ መርገም!

በጺሑ ት መርገም ብ ኖህ ጴጥሮስ ካልጋሪ።

20 ሰነ!
06/17/2021

20 ሰነ!

2ይ ክፋልህልው ኩነታት ሃገርና ካብ ዝኸፍኤ ናብ ዝገደደን ዝበኣሰን በጺሑ።  ምእማኑ ዝኸብድ ዘሻቕልን ዘሰክፍን ዜና ኣብ ነፍስ ወከፍ ካልኢት ይጋዋሕ ኣሎ።ሰብ ከም'ቲ ሰብ ዝነብሮ ናብራ 'ና...
04/02/2021

2ይ ክፋል
ህልው ኩነታት ሃገርና ካብ ዝኸፍኤ ናብ ዝገደደን ዝበኣሰን በጺሑ።
ምእማኑ ዝኸብድ ዘሻቕልን ዘሰክፍን ዜና ኣብ ነፍስ ወከፍ ካልኢት ይጋዋሕ ኣሎ።
ሰብ ከም'ቲ ሰብ ዝነብሮ ናብራ 'ናነበረ ከም'ቲ ሰብ ዝሓስቦ ከይሓስብ ሓንጊዱ።
ካብ ሰብኣውነት ሓኪሉ።
ቂም ቋጺሩ ምስ ሰብነቱ ተፋቲሑ።
ሓሶት ምርኩስ ጌሩ ኣንጻር ሓቂ ደው ኢሉ።
ኣብ ክፍኣት ኣጽሊሉ ኣብ ዳስ ክፉኣት ኣሳስዩ።
ነዝን ካልእን ዘካተተ መደብ ኣብ ኤሪካን ሜዲያ።
ኩልኹም ዕዱማት ኢኹም።
ክትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም
ዕለት-4 ሚያዝያ-2021
ሰዓት 1፡00 ቶሮንቶ

ህልው ኩነታት ሃገርና ካብ ዝኸፍኤ ናብ ዝገደደን ዝበኣሰን በጺሑ።  ምእማኑ ዝኸብድ ዘሻቕልን ዘሰክፍን ዜና ኣብ ነፍስ ወከፍ ካልኢት ይጋዋሕ ኣሎ።ሰብ ከም'ቲ ሰብ ዝነብሮ ናብራ 'ናነበረ ከም...
03/25/2021

ህልው ኩነታት ሃገርና ካብ ዝኸፍኤ ናብ ዝገደደን ዝበኣሰን በጺሑ።
ምእማኑ ዝኸብድ ዘሻቕልን ዘሰክፍን ዜና ኣብ ነፍስ ወከፍ ካልኢት ይጋዋሕ ኣሎ።
ሰብ ከም'ቲ ሰብ ዝነብሮ ናብራ 'ናነበረ ከም'ቲ ሰብ ዝሓስቦ ከይሓስብ ሓንጊዱ።
ካብ ሰብኣውነት ሓኪሉ።
ቂም ቋጺሩ ምስ ሰብነቱ ተፋቲሑ።
ሓሶት ምርኩስ ጌሩ ኣንጻር ሓቂ ደው ኢሉ።
ኣብ ክፍኣት ኣጽሊሉ ኣብ ዳስ ክፉኣት ኣሳስዩ።
ነዝን ካልእን ዘካተተ መደብ ኣብ ኤሪካን ሜዲያ።
ኩልኹም ዕዱማት ኢኹም።
ክትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም
ዕለት-28 መጋቢት-2021
ሰዓት 2፡00 ቶሮንቶ

Address

Marlborough Drive NE
Calgary, AB
T1Y4P9

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Eritrean Council For Justice in Calgary posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Organization

Send a message to Eritrean Council For Justice in Calgary:

Share