Henos fikadu

Henos fikadu wazema hgdf

04/02/2025

Watch, follow, and discover more trending content.

12/06/2024

ዝሑል ኩናት
እንኮ ቀጽራዊ ዓለማዊ ስርዓት
መውጽኢ ኣፍ ናይ ዲክታተር ኢሰያስ ኣፍጨርቂ ኣብ ግዜ ቃለ መሀውተት

ሓደ በለለይ
11/03/2024

ሓደ በለለይ

ጭካነ ህግድፍ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዕላል እሱርን መርማርን
26/02/2024

ጭካነ ህግድፍ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዕላል እሱርን መርማርን

ዕላል ምስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓላ መርማርን እሱርን ዝነበሩ ኣሕዋትና ካልኣይ ክፋል // Part 2 #ቤትማእሰርትዓላ​ ​ ​ ​

ነገር ትስክተት ዘላ ትመስል
17/02/2024

ነገር ትስክተት ዘላ ትመስል

ካብ ኣርካቭ ገድሊ ዝጸንሐ ስእሊካብ ጸጋም ንየማን ተኽልያ : ኣኽሊሉ : ሄኖስስዉእቲ ሳባ ተወልደ
14/02/2024

ካብ ኣርካቭ ገድሊ ዝጸንሐ ስእሊ
ካብ ጸጋም ንየማን
ተኽልያ : ኣኽሊሉ : ሄኖስ
ስዉእቲ ሳባ ተወልደ

14/02/2024

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዓመታት ተቛሪጹ ዝነበረ ምዝገባ ስደተኛታት ብቕልጡፍ ክጅመር ትካል ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ( ኢሰመኮ) ጸዊዑ ።
ልዕሊ 200 ዝኾኑ ኤርትራውያን ብሓይሊ ናብታ ንህይወትና ውሕስቲ ኣይኮነትን ኢሎም ገዲፈማ ዝመጽኡ ኤርትራ ከም ተወሲዶም ኢዮም ይብል ኢሰመኮ ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ውን ብዙሓት ኤርትራውያን ናይ ስደተኛታት መለለይ ወረቐት የብልኪምን ብዝብል ምኽንያት ናብ ቤት ማእሰርቲ ይጓረቱ ምህላዎም ውን ወሲኹ የብርህ ። ብሰንኪ እቲ ን3 ዓመታት ተቋሪጹ ዘሎ ምምዝጋብ ስደተኛታት ፡ ሕጋዊ ወረቐት ስደተኛታት ክረኽቡ ስለዘይካሉ ፡ ብናጽነት ክንቃሳቐሱ ተሸጊሮም ምህላዎም ውን ኣብሪሁ ኣሎ ።

26/06/2023

ተደምረናል ኣብ ፖሎቲካ ነባሪ ፈታዉን ነባሪ ጸላእን የለን

Adresse

Zürich

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Henos fikadu erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Die Organisation Kontaktieren

Nachricht an Henos fikadu senden:

Teilen