30/08/2026
ዜና ኣገልግሎት ፅገና ኣብ ኣኽሱም ሪፈራል !🎉🔧🪛
ባዮሜዲካል ምህንድስናን ቴክኖሎጂን ብራና ሓ/ዝ/ው/ማ
ኣብ...
✔ Aksum University CHS& Comprehensive Specialized Hospital ፡ ኣኽሱም
5-differential ሄማቶሎጂ ኣናላይዘር ማሽን ዝተብሃለ መሳርሒ ሕክምና ናይ
ናይ ፅገናን ሕድሳትን ግልጋሎት ኣካይዱ።
ኣኽሱም ሪፈራል ሆስፒታል ምሳና ስለ ዝሰራሕም ነመስግን🙏!
ብራና ንጥዑይ መጻኢ!
ብራና ይኹን ምርጭኦም!
📞0913242219/0927212360
መቀለ፣ ትግራይ