Agazian Kebabi Asmara

Agazian Kebabi Asmara "እዛ ገጽ ዋንነት ምንቅስቓስ የሕዋት ኣግኣዝያን ኮይና ዕላማና ንሃገረ ሓማሴን ወግዓዊት ሃገረ-መንግስቲ ህዝቢ ትግርኛ ምግባራን ብቑጠባ ሓርነታ ንምርግጋጽን'ዩ"

22/08/2026

#ሃገረ ሓማሴን ኣብ ከቢድ ሓደጋ ዕደና"?
{"ከይኮነ ወግን "-ከይተሰብረ-ጸግን"!}
#ካብ ዕደና Debarwa ,Emba-Derho ,Adi-Nefas end Gupo ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ካብ 2025/2026 ዝተዓደነ ጸብጻብ ከባቢ ክሕፈሰሉ ምኻኑ ቻይናዊት ትካል ዕደና ሻንጋይ ኣብ ወብሳይታ ገሊጻቶ'ላ። ከምኡ ውን ኣብ ሓደ ዓመት 4ሚልዮም ቶን እቶት ከምርከብ ገሊጻላ። እዚ ክኣ ንኣስታት 16/17 ዓመታት ክቕጽል ከምዝኾነ ኣብሪሃ ኣላ"!

#ኣብዛ ውሽጢ ሓንቲ ዓመት ጥራሕ tons ሓመድ ከምዝተጋሕተ ውን እታ ትካል ዕደና ቻይና ኣብ ወብሳይታ ገሊጻቶ ትርከብ ኣላ።
#ካብ ብሻ ዝተረኽበ ውን ከምዝኾነ ኣብሪሃ ኣላ። እዚ 60% ቻይና ክትወስዶ እንከላ 40% ስድራ ኢሰያስ ትወስዶ ኣላ።
#ሕጂ ኣስተብህሉ ፣ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት 90 ሚልዮን ቶን ሓመድ እንተ ተጋሒጡ ፣ መሬትና ከመይ መሲሉ ኣሎ ኣስተንትኑ Debarwa ፍጹም ጋሃነም መሲላያ። #ምድረ-ዜን ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወዲቓ ኣላ። #ግለት ናይቲ ስሚ ዝንስነሶ ዘሎ መሬት መአከቢ ዲጋ ውን ፣ ኣብ #ስንጅብሉቅ ዓቢ ዲጋ ተሰሪሑ ዳርጋ ኣብ ምምላእ ገጹ በጺሑ ከምዘሎ ህዝብና ትዓዚብዎሎ።

#ከባቢ ዓድታት ወኪ-ድባ ፣ ዓዲ-ሃበስሉስ ፣ ዓዲ ሽማግለ ፥ ዓዲ መርዓዊ ፣ ቡኡ ኣቢልካ ሃዘጋን ከባቢኡን ዘሎ ፣ በዛ ናይ ግለት ዲጋ ብቐጥታ ዝብከላ ዓድታትን ህዝብን'ዩ። እምባደርሆን ምድረ-ዜን ዓመጸን በለዛን ዓድንፋስን ውን ተጸለውቲ ናይዚ ዲጋየን።

#ሳዕቤናት ዕደና እዚ ኢልካ ክትገልጾ ዘሸግርዩ። #20ኪሎሜትር ካብዚ ስሚ ዘለዎ ከባቢ ፣ #ብንፋስ ተጋዒዙ ብምስትንፋስ ንህዝቢ ቀጥታ ኣጥቂዑ ኣደዳ ሕዱራት ሕማማት ከምዝኸውን ዝገብር ኣዝዩ ሓደገኛን ኣሰካፍን'ዩ። #ስለዚ ካብዛ ዲጋ ስሚ ትእክብ ዘላ ኣብ ማእከል ዓድታትና ዘላ #ስንጅብሉቅ #20ኪሎመተር እንተ #ብንፋስ ተጓዒዙ ዝብክል እንተኾይኑ"? ሕሰብዎ መን ዓድን ህዝብን'ዩሞ ከይተበከለ ክተርፍ"! #ኣዝዩ ዘሕዝንን ጫካን ስጉምትንዩ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ንምጽናቱ ኮነ ኢልካ ዝግበር ዘሎ።
#ስለዚ መንእሰይ ሃገረ ሓማሴን ነዚ ጉዳይ ብስቅታ ክትሓልፍዎ ኣይግባእን። ህዝብናን መሬትናን ንምድሓን ፣ ሕጂ ተቢዕኩም ተወደቡን ግቡእን ሓላፍነታውን እጃምኩም ተዋጽኡ"!


19/08/2026

#ምዝመዛ ሃብቲ ህዝብናን ሃገርናን"!
#ሃብቲ ህዝብናን ሃገርናን ናብ ውልቃዊ ጥቅሚ ስድራ ኣንድነታዊት ኢሰያስ ኣፎርቂ ይውዕል ኣሎ።
#እቲ ዘገርም ፣ ብጉልበት ህዝብናን ሰራዊትናን ፣ ዝኾነ ደሞዝ ዘይብሉ ድኻ ህዝብን ሰራዊትን ጌረን ንሰን ይረብሓሉ ምህላወንዩ ዘሕዝን ዝገብሮ።
#ኣብ ውሽጢ 24 ስዓታት ከባቢ 35 ሽሕ ቶን ን13 ዓመታት ካብ ዕደና ብሻን ዛራን ጥራሕ ይጽዓንን ይግሓትን እንተ ኔሩ ፣ ህዝብና ስለምንታይ ድኻን ለማንን ኮይኑ ኢልኩም ሕሰቡ"? #ብኣንጻር'ዚ ክኣ መሬትና ክሳብ ክንደይ ዓንዩ ከምዘሎ ውን ዘክሩ"!

#ሎሚ ዕደና ድባርዋን እምባደርሆን ምደረ-ዜንን ተወሲኽዎ'ኸ ክንደይ ቶናት ይጽዓንን ከምዘሎ ውን ገምቱ"?ንሱ ጥራሕ ኣይኮነን ህዝብናን ጥሪትናን ፣ ዘራእትናን እንስሳታት ዘገዳምን በቲ ነቲ ካብ ጭቃ ዝፈሊ ስሚ ግለት ሓሚሞምን ተሰሚሞን ክሳብ ክንደይ ዓቢ ጉድኣትን ጽንተትን ይበጽሓና ከምዘሎስ መን ኣሎ ዝስወጦ።

#እዚ ኩሉ ዕንወት ሃገርናን ጽንተት ህዝብናን ኮነ ተባሂሉ ብመደብን ዲዛይንን ስድራ ኣንድነታዊት ኢሰያስዩ ዝትግበር ዘሎ። እቲ ዕላማ ክኣ ፣ ኢሰያስ ንሃገርናን ህዝብናን ኣድክያን ኣዕንያን ፣ ትጽቢትናን ተስፋናን ምስ ኢትዮጵያ ጥራሕ ከምዝኾነ ኣእሚና ዓባይ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ስለዝኾነ ድሌታ'ያ ነዚ ኩሉ ደይመደይ ኢላ ትገብሮ ዘላ

#ስለዚ መንእሰያት ትግርኛ ሃገረ ሓማሴን ንቕሑ። ሃገርና ትምዝመዝያ ዘላ። ህዝብና ጊላ ባርያ ናይዛ ስድራ ኢሰያስዩ ኮይኑ ዘሎ። #ንሕና ካብዚ ሕሱም መግዛእቲዛ ኣንድነታዊት ስድራ ክነገላግሎ ምሉእ ዓቅምን ክእለትን ኣሎና። ከምኡ ውን
#ቁጠባ ፈጢርና ክንድብሶ ምሉእ ዘይጉዱል ብቅዓት ኣሎና። ስለዚ መንእሰይ ተወደብ ዕጠቅ ትብዓትካ መሊስካ ተቓለስ።

18/08/2026

#ዕደናን ዕላማ ኢሰያስ"!
#ካብ ዕደና ዝርከብ ዘሎ ሚልዮናት ገንዘብ ፣ 100% ኣብ ጥቅሚ ስድራ ኣድነታዊት ኢሰያስ'ዩ ዝውዕል ዘሎ።
#ኣብ ሃገርና ዕደና ካብ ዝጅመር ድሮ 17 ዓመቱ ኮይኑሎ። ዕደና ብሻን ዛራን 13 ዓመቱ ሓመዱ ተጋሒጡ ፣ ኢሰያስ ባዕላ ከይሓነኸት ኣበይ ኣትዩ ዕምድዒ ትብለና'ላ"?

#ዕደና ንዝህብናን ሃገርናን ዝኾነ ለውጢ ከምጽኣሉ ከምዘይኮነ ኣንድነታዊት ኢሰያስ ባዕላ ምስክር ኮይና ኣላ።

#ካብ ዕደና ዝተረኽበ ገንዘብ ፣ንህዝብናን ሃገርናን ዝኾነ ጥቅሚ ካብዘይተረኸቦ ፥ ስለምንታይ ኣብ ማእከል ብብዝሒ ህዝቢ ዝቕመጦ ኣስመራን ከባቢኡን ክቕጽል ይድለ ኣሎ"?
#በሉ እቲ መሪር ሓቅን ዕላማ ኢሰያስን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ፣ ኣብ ኩናት ኣእትያን ኣሲራ ኣሳዲዳን ምጽናቱ ምውዳእ ስለዝኣበያ ፣ ብስሚ ግለት ዕደና ኣቢላ ሰሚማ ክተጽንቶን ቡኡ ኣቢላ ፣ ኣብ ጽንተት ሃገራዊ ህዝቢ ሃገረ ሓማሴን ዓባይ ኢትዮጵያ ኣንድነት ክትምስርትን'ዩ ድሌታን ኮነ ኢላ ወፊራ ምጽናትና ትሰርሓሉ ዘላን።

#ኣብ ሓንቲ ዑማኾ ሓመድ 11.5 ሚ.ሊትር ሲያናይድ ስምን 10.5.ሚ.ሊትር ስሚ ሜርኩርን ከም መሕጸብን መፍለይ ጭቃን ወርቅን ይፈሶ። ሕጂ ኣስተውዕሉ ፣ ኣብ ኣሽሓት ቶናት ጭቃ ሓመድ ክንደይ ስሚ ከምዝፈሶ'ኸ ተስተንትንዎ'ዶ"?
#ስለዚ ኢና ኢሰይስን ስድራቤታን ኮነ ኢለን እናፈለጣ ፣ ንህዝብና ሰሚመን ከጽንትኦ ወፊረን ኣለዋ ንብለኩም ዘሎና።

#መንእሰይ ሃገረ ሓማሴን ንቓሕ ተንቤን ተወደብ ፣ ህዝብኻን ሃገርካን ካብ ጨካናት ተበለጽቲ ኣንድነታውያን ስድራ ኢሰይስ ኣድሒንካ ፣ ህዝብኻ ብቑጠባ ክትድብሶ ፣ ሕጂ ተቢዕካን ሓላፍነት ተሰኪምካን ውፈር።

17/08/2026

#ኣንድነታዊ ጋህዲ"?
#ናይዛ ልእላዊት ሃገርና ዋና ፣ እቲ ሃገራዊ ህዝቢ ጥራሕዩ። እዚ ማለት ፣
#ነዚ ፊደላትን ቋንቋናን ፥ #ነዚ ሕግናን ባይቶናን ፣ #ነዚ ታቦትናን ቤተክህነትናን ፣ #ነዚ ባህልናን መንነትናን ፥ #ነዚ ኦሪታዊ ስርዓተ ክብርታትናን ነጸላናን ዓቂቡ ፣ ማሕበራዊ እምነትናን ፣ ሃገራዊ መንነትናን ተቖጻጺሩ ፣ ቁጠባ ፈጢሩ ፣ ንወለዶታት ከወራርስ ዝደልን ዝሰርሕን ሃገራዊ ህዝቢ ሃገረ ሓማሴን ጥራሕዩ ፣ ዋንነት'ዛ ልእላዊት ሃገርና ክውስን ዝምከቶን ዝግብኦን። ንሱዩ ክኣ ዋንኣን መሪር ዋጋ ዝኸፍለላን።

#እዛ ኩላ ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣብ ምቅዋም ኣለና ትብል ዝነበረት ዓሌታዊት ፕሪፈሪ ኣከለጉዛይ ፣ እቲ ሓቀኛ ምስላን ዕላምኣን ኣንድነት ምዃኑ ኣግሂዳ ክትዛረብ ጀሚራ'ላ። ስለዚ ዓሌታውን ኣውራጃውን ኣንድነታውን ኣብዛ ሃገርና ዝኾነ ብዛዕብኣ ክውስና ይትረፍ'ሲ ፣ ዕማኾ ሓመዳ ከልዕላ ውን ኣይፍቀደንን ዝኾነ መሰል ውን የብሎምን።
#ቀደሙ ኣንድነታውያን ደቂ ምልሻ ስርናይ ፣ ሕጂ ውን ዝቃወምዎ ዝነበሩን ዘለውን"!
*ንታሪኽ ሻዕብያ ክንክልሶ ኢናያ ትብል ኔራ
*ስም ስድራ ስውኣትን ተጋደልትን ምጽላም
*ስም ጀነራላት ኣዘዝቲ ሰራዎት ምንዋር
*ንሕጊ እንዳባናን ባይቶናን ፍጹም ምድስካል
*ንሃገራዊ ማእከል ኮር ህዝቢ ትግርኛ ምዝላፍን ምጽላምን
*ታቦትናን ቤተክህነትናን ተቖጻጺረን ህዝብና ምብትታን
*ንምዓልቲ ናጽነትናን ምዓልቲ ስውኣትናን ኣይንቅበልን ምባል
*ሰራዊትናን ልእላውነትናን ምድፋርን ከሲስካ ምጽላምን

#እዚ ኩሉ ተግባራት'ዚ እታ ብውሽጢ ስልጣን ሒዛ ዘላ ኣንድነታዊት ቤተሰቦም እያ ተከፋፍሎም ኔራን ዘላን። እዚ ክኣ ነቲ ማእከል ታሪኽን ቁጠባን ፣ ማእከል ባህልን ፖሎቲካን ዝቆጻጸር ሃገራዊ ህዝቢ ሃገረ ሓማሴን #ኣንድነት #ዘይቅበል ኣዳኺምካን ኣጽኒትካን ፣ ኣርዒድካን ኣሳዲድካን ፥ ብሃገሩን መጻኢኡን ፍጹም ተስፋ ከም ዝቖርጽ ጌርካ ዓባይ ኢትዮጵያ ከምትስራሕ ምምግባር ዝዓለመ ተልእኾዩ ኔሩ።
#ስለዚ ሃገራዊ መንእሰይ ሃገረ ሓማሴን ንቓሕ። ነቲ ንርእዮን ንሰምዖን ክውንነታዊ ተግባር'ዘን ኣንድነታዊያን ንእመኖ። ቀጽሊልና ንሃገርናን ህዝብናን ካብዘን ቆራዲድ ተበለጽቲ ኣንድነታውያን ንምድሓኑ ፣ ሕጂ ተቢዕካን ሓላፍነታዊ ኮንካን ተወደብ።

16/08/2026

#ዓሌታውያን ኣከለጉዛይን ኣንድነታዊ ሕልምንን ነጺሩ"?
#ደቂ ምልሻ ስርናይ ዓሌታውያን ኣገለጉዛይ ፣ ነቲ ኣንድነታዊ ዕላምአን ጋህዲ ጌረንኦ እንሀዋ።ትማሊ ህውሓት ትዕወት ተባሂሉ ፣ ነፍሲ ወከፍ ዓዲ #ሰረተጉዛይ ገንዛብ ኣዋጺኣን ጉልበታ ወሲኻን ንሰራዊትና ንህዝብናን ንምጽናት ክትወፍር ዝደለየትሉ ቀንዲ ዕላማ ውን ፣ ኣብ ምጽናት መንእሰይን ክብርታትን ሃገረ ሓማሴን ጥራሕዩ ኣንድነታዊ ዕላምአን ከምዝትግበር ስለዝኣመና'የን።

#ንዓመታት ክንብለኩም ዝጸናሕናዩ ፣ ኣብዚ ድያስፖራ ኢሰያስን ካብ ውሽጢ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ድሕነት ወዲ ካሳን ዝተላእከ ዕላማ እዮም ሒዞም ዝዛረቡ ዘለው ክንብለኩም ጸኒሕና ኢና።

#ዝሓለፈ 20 ዓመታት ፣ ተቓወምቲ ኢና ዝብሉ ዝነበሩ ኩሎም ምልስ ኢልኩም ኣስተውዕልሎም"! ኩሉ ዝቃወምዎ ዝነበሩ ነቲ ኣንድነት ዘይቅበል ሻዕብያዊ ሃገራዊ ሓማሴናዊ እዮም። ዝቃወምዎ ፣
#ንቃልስን ታሪኽን ሻዕብያ
#ን24 ግንቦትን #20ሰነን
#ንሰራዊትናን ልእላውነትናን
#ንታሪኽናን ጀጋኑናን
#ንሕግናን ታቦትናን #ቤተክህነትናን --- ነዝን ካልእ ምንዋርን ነቲ ኣንድነት ዘይቅበል ማእከል ሃገረ ሓማሴን ዝኾነ ህዝብና ፣ ርእሱ ከድንንን ፣ ብመጻኢኡን ብሃገሩን ተስፋ ንኽቖርጽን'ዩ ዝግበር ኔሩ። እዚ ኩሉ ምጉዕባዕን ጃህራን ፈኸራን ኣብ ልዕሊ ማእከል ህዝብና ሃገረ ሓማሴን ዝሓለፈ ዝሰማዕናዮ ክኣ ፣ ራዕዲ ተሰሚዕና ንኣንድነታዊ ዕላምአን ኣሜን ኢልና ንኽንቅበሎዩ ዝግበር ኔሩ።

#ኢሰያስ በተን ሃገራዊ ድሕነት ዝብሃላ ኣንድነታውያን ቆራዲድ ኣቢላ ብውሽጢ ፣ ኮነ ኢላ ንኣዘዝቲ ሰራዊትናን ማእከል ህዝብናን ምዓልታዊ ግፋን መጭወይትን እናገበረት ፣ ክተጽንተና ትሰርሕ ፣ በዚ ብስም ተቓወምቲ ክኣ ፣ ንኹሉ ታሪኽናን ህዝብናን ብድፍረት ክህረምን ርእሱ ከድንንን ብምውህሃድ ክንደይ ሰሪሐን። ስለዚ መንእሰይ ሻዕብያ ሃገረ ሓማሴን ሕጂ'ኸ በሪህልኩም'ዶ"?

#ስለዚ መንእሰያት ደቂ ሻዕብያ ፣ ሎሚ ሃገርናን ህዝብናን ነድሕነሉ ስዓትዩ። ሕጂ ብዘይ ውዓል ሕደር ተወደብ ዕጠቕ። እቲ ጽቡቅ ነገሩ ፣ ዓቅምን ብቅዓትን ፣ ውዳበን ባጀትን ናትናዩ።
#ስለዚ ብህጹጽ ተወደቡ ፣ ነዘን ትማል ምስ ደርጊ ጸሪግና ዝጉሓፍናየን ፣ ግን ክኣ ብሰንኪ ቅንዕናናን ግርህነትናን ተመዝሚዙ ብዝንጊዒት ዝተመልሳ ኣንድነታውያን ደቂ ምልሻ ስርናይ ቀቢርና ፣ ሃገርናን ህዝብናን ናብ ዝልዓለ ቁጠባዊት ሕብረተሰብ ክንቅይሮ ምሉእ ዓቅምን ብቕዓትን ኣሎና። ሃየ ተበራበሩ"!

12/08/2026

#እቲ ካልእ ሜላ ጽንተት ህዝብና"?
#ኢሰያስ ኣፎርቂ እታ ቀንዲ ሜልኣ ፣ ነቲ ባዕላ ኣብ ባይታ ትገብሮን ትሰርሖን ብጋህዲ ኣቐዲማያ ትዛረበሉ ፣ እዚ ክኣ ነቲ ኣብ ባይታ ባዕላ ተተግብሮ ክፋእ ፣ ህዝብና ማእታን ከየስተውዕለሉ ፣ ካልኦት ይገብርዎ ከምዘለው ጌሩ ማእታን ክኣምንን'ያ ኮነ ኢላ ትዛረበሉ።

#ኣንድነታዊት ኢሰያስ ኣፎርቂ -ኮነ ኢላያ ንሃገራዊ ህዝብና ብዕላማ ተጽንቶ ዘላ ኢልና ዓመታት ክንዛረበሉን ጭብትታት ኣሰኒና ክነብርሆን ጸኒሕናን ገና ኣሎናን።
#ቀንዲ መሳርሒ ጽንተት ህዝብና ትጥቀመሉ ክኣ
*ኩናትን ወረ ኩናትን
*ድኽነትን ሕማምን
*ማእሰርትን መግረፍትን
*ምስማምን ምብካልን
*ድንቁርናን ዓፈና ስእነት ሓበሬታን
*ስደትን መጭወይትን-----ካልእን ብዙሓት ዘይተዘርዘሩ ከም ቀንዲ ሜላ ጽንተትና ትጥቀመሎም መሳርሒታት'ዮም።

#ንሓደ ሕበረተብ ክተጽንቶ እንተኾንካ ከምቲ ባዕላ ትብሊን ብግብሪ ትሰርሖን ዘላ ኣንድነታዊትብኢሰያስ ኣፎርቂ እታ ቀዳመይቲ ሜላ #ድኽነት ምፍጣርያ። ዝጠመየ ኣካላት ጭዋድኡ ይደክም ፣ ጭዋድኡ ዝማሰነ ሰብ ክኣ ፣ ኣእምርኡ ብትኽክል ክሓስብ ኣይክእልን።
ስለዚ እያ ኢሰያስ ኣብ ህዝብና ከቢድ ድኽነትን ጥምየትን ኣእትያ ንህዝብና ዓፊናን ኣደንቁራን ፣ ኣርዒዳን ዲሂላን መዋጽኦን ምርጫን ከምዘይብሉ ጌራ ፣ ጨፍጪፋ ክተጽንቶ ንዕዘባ ዘሎና።
#ስለዚ መንእሰይ ትግርኛ ሃገረ ሓማሴን ንቃሕን ትብዓትካ ተመንዚዑ ንዘሎ ምለስን። ህዝብናን ሃገርናን ብህጹጽ ክነድሕኖ ሕጂ ተቢዕኩም ተወደቡን ሓላፍነታዊ እጃምኩም ኣበርክቱን።

12/08/2026

#ደወል ልእላውነት ሻዕብያ"!
#ታሪኽ ይድገም ኣሎ። እታ ወዲ ምልሻ ስርናይን ኣድነታዊትን ዓሌታዊትን ኣከለጉዛይ ናይ ኣቦታታ ኣይገደፈትን።
#እቶም ደቂ ሻዕብያ'ኸ ኣበይ ኣለኹም'ዩ እቲ ሕቶ"? እቲ ንብለኩም ብውሽጢ ካብ ቤት ጽሕፈት ኢሰያስን ሃገራዊ ድሕነትን ዝተላእከ ኣንድነታዊ ዕላማ ዘሳሲ ደንበ ተቓውሞዩ ዘሎ። ዕላምኦም ነቲ ኣንድነት ዘይቅበል ህዝቢ ሃገራዊ ሓማሴናዊ ሻዕብያ ታርጌት ጌርካ ዲሂልካን ኣርዒድካን ፣ ኣጽኒትካን ቀቲልካን ፣ ኣሳዲድካን በቲንካን #ብሃገሩን #መጻኢኡን #ተስፋ #ከምዝቖርጽ ጌርካ ብራዕዲ ኣንድነት ከምዝቕበል ንምግባር'ዩ ዝስራሕ ዘሎ ኢልና ዓመታት ክንዛረብ ጸኒሕና ኢና።
#እዚኣ ሎሚ ንጽርቲ ኮይና እንሀት። ኣብ ሞንጎ ኢሰያስን ሊስትሮን ዝኾነ ፍልልይ ከምዘየለ ነጺሩ።
#እቲ ሃዝራጥ #ዳዊት #ተፈራ ዝብሃል ኣምሓራይ ሓደ ካብቶም ብፉሉይ ብማንከይ ካብ YPFDG ምስ ብዓል ይክኣሎ ካድርነት ኣንድነት ዝምሃር ዝነበረዩ። ኣምሓራይ ዳዊት ተፈራ ክሳብ ቁሩብ ኣዋርሕ ኣብ ህግደፍ እዩ ጸኒሑ። ሕጂ ንሊስትሮ መሪሑ ዝመጸ ብኸመይን ስለምንታይን ኢልኩም ሕሰቡ"?
#በሉ ደቂ ሻዕብያ ስምዑ ፣ ብውሽጥን ብደገን ኩላ ንሓንቲ ዕላማ #ኣንድነት ትቃለስ ኣላ። እዛ ኣንድነታዊ ዕላማ ዘለዋ ፣ እታ ትማል ጸረ ቃልሲ ሻዕብያ ሃገራዊ ሓማሴናይ ኮይና ፣ ምስ ሃይለስላሰን ደርግን ኮይና ክሳብ መወዳእታ 24 ግንቦት 1991 ምርብራብ ግንባር ደቀምሓረ ጎዳይፍ ምልሻ ስርናይ ኮይና ኣንድነት ወይ ሞት ኢላ ዝክኣላ ጌራ ተቓሊሳ ዝተሳዕረት'ያ።
#ሕጂ ኩላ ነናይ ኣቡኣ ዕላማ ትገብር ኣላ። ንሕና'ኸ እዚ ኩሉ መስዋእትን ስንክልናን ስድራናን ኣያታትናን እናጨወይኦ ስቅ ኢልና ዲና ክንዕዘብ"?
#በሉ ተባዕ ነይሞተ ፈራህ ነይሞተ - ላንጋ ላንጋ ሞተ'ዩ"?
#ሃገራዊ መንእሰይ ትግርኛ ሃገረ ሓማሴን ንቓሕ ተወደብ ዕጠቅ ልእላውነትናን ህዝብናን ካብ ኣፍ ኣንድነታውያን ንምድሓን ሕጂ ምስ ኣሕዋትካ ውዳበ ሃገረ ሓማሴን ኣግኣዝያን ተሰሊፍካ ግዴታውን ሓላፍነታውን እጃምካ ግበር"!

10/08/2026

#ሳኣን ሓንቲ ባኒ"!
#ህዝብና እታ ኣብ ሂወቱ ከባድን ኣዝያ ተሕፍሮን ዝጽይናን ምልማንያ። ካብ ክልምን ሞት ዝመርጽ ህዝቢ ከምዘለና ንፈልጥ ኢና።
#ሎሚ ሳኣን ሓንቲ ባኒ ዝመውት ህዝቢ ከምዘለና ኣረጋጊጽና ኣሎና። #እቲ ዝልምን ዘሎ ዘይኮነንስ ፣ እቲ ናይ ሕልና ኣረሚን እዩ ግን ዝኸፍአ ኣብ ሞት ዘሎ።
#በዚ ኣብነት ኮይኑ ዘሎ ሰብኣይ ጥራሕ ክንዛረብ የብልናን። በቶም ብዙሓት ኣብ ልዕሊ ከቢድ ወጽዓ ህዝብና ፣ ኣብ ዳሳት ኢሰያስ ዝስዕስዑ ኣረሜናት ኢና ንሓስብን ንዛረብን ዘሎና።

#ልዕሊ ኩሉ እታ ንስለ ኣንድነታዊ ዕላምኣ ኢላ ኣብልዕሊቲ ኣማንን ተግባርን ዝኾነ ገርሂ ሓረስታይ ህዝብና ዝጨከነት ስድራቤት ኢሰያስ ኣፎርቂ ኢና ክነተኩር ዘለና። ኢሰያስን ጉጅልኣን ንህዝብና ኣብ ንምጽናቱን ብሃገሩን መጻኢኡን ተስፋ ቆሪጹ ፣ ንኣንድነት ኣሜን ኢሉ ክቕበል ዝገብርኦ ዘለዋ ሜላ ክነፍርስ ፣ ሎሚ መንእሰይ ትግርኛ ሃገረ ሓማሴን ነቒሕካን ተቢዕካን ተወደብ።

#ንሕና ሃገረ መንግስቲ ቁዱሳን ካህናት ኢና"!
#ንሕነ ከመ ኣበውነ"!

02/08/2026

#ኩናት ተጀሚሩ ድዩ"? ንምንታይ ዕላማ"?
#ትማሊ-ተደምረናል-ብልጽግና"! #ሎሚ ጽምዶ"! እንታይ ፍልልይ ኣለዎ"?
#ናይ ኢሰያስ ዕላማ - ንሕገ-መንግስቲ ዓንቀጽ 39 ኢትዮጵያ ደምሲስካ ፣ ከምብሓድሽ ንኤርትራ ዝሓወሰ ሓድሽ ሕገ-መንግስቲ ክንደፍዩ ድሌታን ዕለታዊ ስርሓን። #እዚ ማለት #ኣንድነት'ዩ"?

#ህውሓት'ከ እንታይ'ዩ ዕላምኣ"? ትማሊ ናይ ውሽጢ ዓንቃፊትና ሕውሓት እያ"? ኣንድነት ምቕባል ኣብያ ፣ ንብሄረ-ብሄረሶቦች ኤትዮጵያ ክሳብ ምንጻል ዝብል ሕጊ ነዲፋ ኣፍሪሳታ ፣ ስለዚ ንሳያ ጸላኢተይ ተባሂሉ ፣ ክትድምሰስ ተወሲኑ ፣ ሕዳር 2020 ኩናት ተጀሚሩ ህውሓት ተኸቢባ ብኸቢድ ተደኪራ መራሕታን መንእሰያታን ህዝባን ኣጽኒታ ኢዳ ሂባ ኣብቂዓ ተባሂሉ።

#ድሕሪዚ ኩሉ ምፍጻሙ ፣ ኣቢ ኣሕመድ - ንእሰያስ ሕቑኡ ሂብዋ ፣ ኣንድነት ኣይኮውንን'የ ፣ ኣየድልየንን ኢሉ #ኣዝሊቑ ኢላቶ ባዕላ ኢሰያስ። ሕጂ ዘሎ ምስ ህውሓት ጽምዶን ፣ ትማሊ ምስ ኣቢ ዝነበረ ብልጽግናን ክልቲኡ ሓደዩ። #ኩሉ ንናይ ኢሰያስ ኣንድነታዊ ዕላማ ንምስማርዩ።
#ኣስተውዕል መንእሰይ ትግርኛ ሃገረ ሓማሴን ፥ ንበል'ሞ ሕጂ ኣንጻር ኣቢ ኣሕመድ ኩናት ከፊትካ ፣ ንኣቢ ዕልዋ ጌርካ ምስ ኣለይዎ ፣ ህውሓት ከም ኣቢ ንእሰያስ ሕቁኣ ሂባ ኣንድነት ኣይቅበልን ኢላ ክትክሕዶ ዲና ክንጽበን ክንጽልን"? #ወይስ ልእላውነትና ኣድፊርና ስቅ ኢልና ኣንድነት ንኹን'ዩ እቲ መልስኹም"?
#ስለዚ እቲ ሓላፍነታዊ ውሳነ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሕልናኹምን ኣእምሮኹምን ይቅስቅሰኩም ኣሎ ፥ እቲ ንናይ ህዝብናን ሃገርናን ልእላውነት ዝዕቅብን ንኹሉ ክብርታትናን ቁጣባናን ከቐጽል ዝደልን ብግብሪ ዝሰርሕን ውዳባ ክኣ እንሆ ኣግኣዝያን ፣ስለዚ ትብዓትኩም ርኸብዋ ፣ ሓላፍነት ምድሓን ልእላውነትናን ህዝብናን ንኽንስከም ክኣ ሕጂ ነቒሕኩም ምስ ውዳበ ሃገረ ሓማሴን ኣግኣዝያን ዕጠቑ"! ኣኸለ"!

30/07/2026

#ቁዱስ ምድረ-ሃገረ-ሃማሴን
#ምድረ ሃገረ ሓማሴን - ቁዱስ ርስቲ ምድረ ተወራረስ ወለዶ ኣቦዋት ቀደማውያን ቀረጽቲ ፊደላት ፣ ሓገግቲ ሕጊ-እንዳባ - ሻዕብያ-ሕጂ ድማ ውዳበ ኣግኣዝያን"! #ንኺድ ነውርስ ናብ መጻኢ ወለዶ
#መጀመርታ ግን ፣ ቁዱስ ሜረትና ካብ ከቢድ ሓደጋ ምምራዝ ስሚ ዕደናን - ምዕናውን ምብሑጓግን ኣንድነታዊት ኢሰያስ መንዚዕና ነውሕሶ"!
#እዚ ሓያል ሰራዊት ትርእይዎ ዘለኹም -ኤርትራዊዩ ከይትብልዎ"? ምድንጋር ግደፉ"? #እዚ ሰራዊት'ዚ ቅንጣብ ሕዋስ ቀቢላታት ኣስላም ዘይብሉ - እንኮ ወደባት ህዝቢ ትግርኛ ሃገረ ሓማሴን'ዩ።
#ስደተኛታት ቀቢላታት ኣስላም ሃገርና ፣ ካብ ቅድሚ 1941 ትሓልፍ ቅንጣብ ታሪኽ የብሎምን።
#ስለዚ ክኣይና ፣ #ወደባትን ናይ ወደባት መሰል ርእሰ ውሳነ ዘለዎን'ዛ ሃገር ፥ እንኮ ወደባት ህዝቢ ትግርኛ ድኣንበር ቀቢላታት ናራን ኩናማን ኣይኮኑን ንብለኩም"?
#ህዝቢ ትግርኛ ሃገረ ሓማሴን ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ንስለዛ ርስቲ ሜሬቱን ታቦቱን ክብል ፣ ምስ ወረርቲ ኣስላም ቱርክን ግብጽን ምሓመድ ግራይን ውበን ፣ ዮዲት-ጉዲትን ድርቡሽን ፣ ማህድን ጀብሃን ጅሃድን- ካልእን ኣሽሓት መስዋእቲ እናኸፍለ ንወለዶታት ኣጽኒሕዎን ኣሰጋጊርዎን'ዩ ንመላእ ክብርታቱ።

#ነዚ ወለዶ-ንወለዶ ከቢድ ዋጋ እናተኸፍሎ ዝመጸ ርስቲ - ሎሚ ስርዓት ኣንድነት ኢሰያስ #ብስም ዕደና ኣመኻንያ -ቅዱስ መሬትና ተብርሶን ተዕንዎን ኣላ።
#ተወሳኺ ምስ ኢትዮጵያ ሓደ ሃገር ንኽንከውን ፣ብመደብ ድኽነትን ድንቁርናን ኣስፋሕፊሓ ፣ ብሃገርናን መጻኢናን ተስፋ ቆሪጽና ንዕላማ ኣንድነት ኣሜን ኢልና ንኽንቅበሎ ደይ መደይ ኢላ ትሰርሕ ኣላ። #ስለዚ መንእሰይ ትግርኛ ሃገረ ሓማሴን ንቃሕ ፣ ኩሉ ዋኒንካን መሰላትካን ባዕልኻ ክትመርሖን ክትኣልዮን ሕጂ ተቢዕካ ተቓለስ"!

Adresse

1 Avenue Pierre Semard Ivry Sur Siens
Paris
94200

Notifications

Soyez le premier à savoir et laissez-nous vous envoyer un courriel lorsque Agazian Kebabi Asmara publie des nouvelles et des promotions. Votre adresse e-mail ne sera pas utilisée à d'autres fins, et vous pouvez vous désabonner à tout moment.

Raccourcis

Partager