ስ/ሳዕሲዕ ከባቢ ዕ/ሓሙስ

ስ/ሳዕሲዕ ከባቢ ዕ/ሓሙስ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ስ/ሳዕሲዕ ከባቢ ዕ/ሓሙስ, Library, Ethiopia, Tel Afar.

07/09/2026

ገና ጥርሓ ክተርፍ እያ እዛ መጣጢት ደም ተጋሩ ናይ ዓመፅ ጉጅለ
ነዚ ስርዓት አሚንኩም ህዝብኩም ተሳቅዩ ዘለኩም ድኩማት ድማ ተሎ ወስኑ

07/09/2026
    ዝብል ናይ ዓማፂ ጉጅለ ህወሓት ሻዕብያ ፖሊሲ መፈፀሚ ዩኒቨርስታት ትግራይ ማእከል ወታደራዊ ካምፕ ይገብረን አሎ እዚ ተሞክሮ አስመራ ነበር ዩንቨርስቲ እዩ።
07/09/2026


ዝብል ናይ ዓማፂ ጉጅለ ህወሓት ሻዕብያ ፖሊሲ መፈፀሚ ዩኒቨርስታት ትግራይ ማእከል ወታደራዊ ካምፕ ይገብረን አሎ እዚ ተሞክሮ አስመራ ነበር ዩንቨርስቲ እዩ።

07/09/2026


እዚ ጉጅለ ካብ ዝፍጠር ጀሚሩ ብሓይሊ ብረት ዓመፅ፣ ዕግርግር፣ ጉሕለትን እዩ ካብዚ ሰነ ባህሪ ወፃኢ ፈፂሙ ክነብር አይክእልን። ነዞም መሰረታዊ ባህርያቱ ክብል ህልውና ህዝቢ ትግራይ፣ ግዝአታዊ ሓድነት መሬት ትግራይ፣ ባህላውን ፖለቲካዊ ይኩን ኢኮኖምያዊ መስተጋብራት ህዝብና ንህልውና እዚ ዓማፂ ጉጅለ ክበሃል ኩሎም አፍሪስዎም እዩ። ነዞም ሰናይ ርክባት ሓንሽሹ ህልውናኡ ከረጋግፅ ዘይተፈንቀለ እምኒ የለን ብፍላይ ብህልውና ዕሸላት ተጋሩ ከም መጣልዒ ህልውናኡ እዩ ዝጥቀሞም። ካብዚ መሰረታዊ ባህሪኡ ዝነቀለ ንዕሸላት ተጋሩ ምስ ጋዕ ገልጠም ቴክኖሎጂ ብልፅግና ብምግጣም ክረክቦ ዝሓሰቦ ከስቢ ስለ ዝቀበፀን ካብ ልአክቱን ተለአአክቱን ዝነበረ ፅምዶ ንፋስ ምስ አተዎን ህዝብና ብሓደ ዓይነት እንቢታ ብምስምዑ ናይ አሎ። መሰረታዊ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ድማ
*ተስፋ መፃምዱ ዝፀልመቶ ዓማፂ ጉጅለ ካብ ጆነሳይደር ዝብል ተደጋጋሚ ቃላት ተቆጢቡ ብጠቅላይ ሚንስተር ዝብል ተኪኡ ሪትሙ ቀኒሱ አሎ
* በቲ ዝሓሰብናዮ ሰፊሕ ወታደራዊ ምልዕዓል ማሕበረሰብ ትኩረት ስለዘይሃበና በጃኩም አደራዱሩና።
*ካብ ዘለና ቁመና ብዝብገስ ክንድፋእ ስለ እንክእል አደራደርቲ አብ ሓፂር ጊዜ አደራዱርና ፣አብ ልአክትናን ተለአአክትናን ተስፋ ቆሪፅና ኢና።
*ናይ አባ ሳንጆ (ሕብረት አፍሪካ) ዝሃበና መጠንቀቅታን ምስ ድልውነትና ስለዘይመጣጠን በጃኩም ከይትሃርሙና።
ብዝብል ነቲ ኩሉ ጠራዕራዕ ዝሑል ማይ አፍሲሶም ሕጂ ውን ምድላው ንቆላ ተንቤን አሐይሎም አለዉ። ሳሕል አይተአመነትን

05/09/2026

ንጉሰ አረፈ ወዲ አረፈ ግደይ ፀጥታ አብ ልዕሊ መናእሰይ ጣብያ ሓዱሽ ሂወት ትሰርሖ ዘለካ ገበን ግፋ ዋጋ ክትከፍለላ ግድን እዩ። ሎሚ ካብ ሖፃ ጎዳ ዝነበሩ መናእሰይ ሲኖ መሊእካ ወሲድካ አለካ

05/09/2026

ከተማና እቲ ድሙቅ ዕዳጋ ቀዳም ብገበን ግፋን ብቶክሳን ጠያይትን በቶም ዋርድያታት ድሑር ሓሚስኩምዋ ውዒልኩም

05/09/2026


ሕጂ እቲ ግጥም ግልፂ እዩ አብ ሞንጎ ገበን ግፋ ፈፀምቲ ፣አዘዝትን አብ ሞንጎ ሓፋሽ ህዝብን እዩ።

አዴታት አስሜና ምስ አብ ዘይሰሩዕ እስርቤታት ብ ትእዛዝ #ሙዑዝ ሓላፊ ውዳበ እቲ ወረዳ ክሳቀያ ድሕሪ ምቅናየንን ክስን ውሳነ ቤት ፍርድን ዘብሉ ኩሉ ተግባራቶም ድሕሪ ምቅልሑ ትማሊ ምሸት ፈቲሖምወን አለዉ፡፡ ብአራዊታዊ ሕጊ #366 ናይ #666 ንኡስ ጨንፈር ዘተግብሩ ዘለዉ የዋሃት ተለአአክቲ ስርዓት ህወሓት አደብ ሓዙ። ኩላ ነናታ ክትረክብ እያ።

04/09/2026


አዴታት ኩለን ጣብያታት ስቡሓ ሳዕሲዕ፣ ከተማ ዕዳጋሓሙስን ብትእዛዝ ፍስሃ ሃይላይ (ፍስሃ ዋጣ) ብርሃነ አባይ አማኒኤል ፀሃየ ንልዕሊ 10 መዓልቲ ብዘይ ክስን ውሳነን ገሊአን አብ FTC ገሊአን አብ ቤት ፅሕፈታት ጣብያን ወረዳን ይሳቀያ አለዋ።
አብዚ ጅምላ እስራት ደቀን አብ ግንባር ወሎ ናይ ዘለዉ አዴትት፣ ወዶም ዘሰውኡ/አ፣ ቅድሚ ዓመታት ስደት ዝከዱ ሰቡእነንን ብጅምላ ዝግበር ዘሎ ጭውያ አዴታት ጫፍ ጭካነ ዓማፂ ጉጅለ ህወሓት እዩ።

04/09/2026

ፅቡቅ እንቢታ ምዝገባ ተምሃሮ
10ይ፣ 11 ን 12 ክፍሊ
ንስርዓት ገፈፍቲ ህወሓት ክምቺ ዝምዝገብ የለን

Address

Ethiopia
Tel Afar
211079

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ስ/ሳዕሲዕ ከባቢ ዕ/ሓሙስ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category