VOE ድምጺ ኤርትራውያን Voice Of Eritrean

VOE ድምጺ ኤርትራውያን  Voice Of Eritrean ህዝቢ ተዘየለ ሃገር የላን ! ኤርትራ ሃገርና ዘመና ክመጸላ እዩ !🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓዱ ክነብር ዩ !!!!!

08/18/2026

ሕወሓት መጥቃዕቲ ከፊቱልና ይብሉ መራሕቲ ብልጽግና

08/18/2026

ኣብ ወርሒ ክንኣቱ ኢና ይብል ጻድቃን !!

08/04/2026
08/01/2026

ሰበር ዜና ! ሎሚ ዕለት 1-08-2026 ኣብ ሞንጎ ሕወሓትን ብልጽግናን ብወግዒ ኩናት ተከፊቱ ። ኩናትን ወረ ኩናትን ናይ ነጋዶ ደምን መቃብርን ሕወሓትን ብልጽግናን ደው ይበል ህዝቢ ይንቃሕ ።

08/01/2026

ትዝቢ ትግራይ ህጂ ልቦና የድልየካ ኣሎ ጉዳይካ ብሰላማዊ መንገዲ ፍታሕ ሕጂ እውን ደቂ ድካ ደቂ ሓረስታይ እዮም ክሞቱ ። እምቢ ንኩናት በል ።

07/20/2026

መቸም ተጋሩ ሕጂ ትዕሽዉ ኣይምብልን ኢና !! ይኣክለኩም ሞት ይኣክለኩም ስቃይ ጉዳይኩም፡ብሰላማዊ መንገዲ ኣብ ጣውላ ፍትሑ ። ነዞም ብዘይ ደም ክነብሩ ዘይክእሉ መራሕቲ ሕወሓት ቃታኩም፡ናብኦም ኣዚርኩም ወግንዎም ።ደቆም ኣይሞቱን ኣይስውኡን እዮም ደቂ ድኻ ጥራይ እዮም ዝግፈፉን ዝሞቱን ።

07/17/2026

ከም ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓለም ዝተዋረደን ዝተሰደደን ህዝቢ የለን ። ኣብ ሲና ተሓሪዱ / ኣብ ሊብያ ተሸይጡ / ኣብ ግብጺ ተዓሚጹ / ኣብ ኢትዮጵያ ተቀቲሉ ኮታ ብዝከዶ ስደት ስቃይ መንእሰይ ለማኒ ሓወላ ኣብ ዘይንቡር ከም ዝነብር ኮይኑ ይርከብ ።

07/17/2026

ናይ ወጻኢ ሃገራት ዜጋታት ናብ ኤርትራ ምስ ኣተዉ ይስንብዱ ይግረሙ ። ኣብ ዘመነ እምኒ ደው ዝበለት ሃገር ክብሉ ይገልጽዋ !
ኤርትራ ሃገርና ቅድሚ ኩሉለን ሃገራት ዝማዕበለት ንእሽቶ ሮማ ክብሉ ዝገልጹዋ ዝነበሩ ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ግን ብሰንኪ ልምዓት ስራሕ ብጀካ ፣ ምእሳርን፤ ምግፋፍን፥ ካልእ ስራሕ ዘይብሉ መንግስቲ ን35 ዓመት ምስ መርሓ ካብቲ ዝነበረቶ ንድሕሪ 100 ዓመት ተመሊሳ !!! መንእሰይ ስደት ከም ዝመርጽ ድካ ሕብረተሰብ ከም ዝከውን ናይ ዝከኣሎ ስሪሑን ይሰርሕ ኣሎን ። ኤርትራዊ ብመንነቱ ከም ዘይኮርዕ ፥ ስደት ከም ዘሕፍሮ ዝተዋረደ ህዝቢ ኮይኑ ከም ዝነብር ኮይኑ ኣሎ ። እዚ ኩሉ ብህዝቢ ኤርትራ መስዋእቲ ዝተከፍለ ከንቱ ኮይኑ ይርከብ ።

07/16/2026

ዘሕፍር ብእምኒ ባእስን ዕግርግርን ኤርትራውያን ኣብ ኤውሮፓ 🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔

07/16/2026

ወዲ በሻሻ ኮሪደር ልምዓት ሰሪሕና ክብል ኣኣዛና ኣጽሚሙና ሓግዩ !! ቢልዮናት ኣውጺኤሉ ዝበሎ ኮሪደር ልምዓት ኣብ ዓመቱ ቀይሕ ባሕሪ ተቀይሩ እዚኣ እያ ኣፍደገን ባሕሪ ክብላ ዝሓገየ 🤣

Address

United State
Dallas, TX
0000

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when VOE ድምጺ ኤርትራውያን Voice Of Eritrean posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share