Here we plan to publish weekly information and guidance on issues regarding rights, status, education, health, housing and so forth. For any question or request, please feel free to send us a message
Page Rules:
*This page is being administered by the Mesila organization.
* The page is designed to provide service to the customers of Mesila.
* Please write to us in a private message. Only in pe
rsonal messages will be answered in order to keep your privacy.
* Kindly maintain a respectful manner on this page. , Kindly speak to one another only with respect.
* Do not post commercial, abusive, violent or inciting content. Such content will be deleted. The publisher of such content may be blocked.
* We are trying to respond to every request as soon as possible. Repeated publications of the same content will be deleted. Users flooding us with messages may be blocked.
* Keep your privacy and the privacy of others, especially when the reference is to children. Use the private message for requests. Thank you!
እንቆዕ ብድሓን መጻኩም ናብ ናይ ፌይስቡክ መሲላ፡ መሲላ ምክርን ሓበሬታን ማእከል ንሰደተኛታት እዩ,መሲላ ሓዲሽ ናይ ፌይስቡክ ገጽ ከም ዝከፈተት ከተበስረኩም ትፈቱ!ሰሙናዊ ሓዲሽ ሓበሬታን መምርሒታት ናይ መሰል,ትምህርቲ,ናይ ጥዕና,ናይ ክራይ ገዛ ወዘተ ንዝኮነ ሕቶ ወይ ሓበሬታ ኣብ ናይ ውልቂ መልእክቲ ጸሓፉልና።
ሕግታት
- እዚ ገጽ ናይ ፌይስቡክ ብማሕበር መሲላ ይካየድ
- እዚ ገጽ ናይ ፌይስቡክ ንተገልገልቲ መሲላ የገልግል
- ንትሓትዎ ሕቶታት ብናይ ውልቅኩም ኢና ንምልሰልኩም ምስጢራቱ ሕልው ንክከውን
- ብክብረትኩም ነንሕድክድኩም ትገብርዎ ምዝርራብ ቅኑዕን ምክብባር ዘለዎን ክከውን ኣለዎ
- እብቲ ፖስት ትገብርዎ ነገራት ማለት ሕማቅ ቃላት ወይ ውን ኣጸያፊ ነገራት ምስ ትልእኩ,ካብ ናይ መሲላ ፌይስቡክ ትድምሰሱ ከምኡ'ውን ጠቅሊልኩም ትእለዩ
- ብዝከኣለና መጠን ንዝሓተትኩሞ ነገራት ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክንምልሰልኩም ኢና, ብተደጋጋሚ ምስዳድ ኣድላይነት የብሉን
- ሚስጢራትኩምን ምስጢራት ካልኦትን ዓቅቡ, ብዝያዳ ድማ ብዛዕባ ቆልዑ ምስ ዝከውን. ኣብ ናይ ውልቂ መልእክቲ ተጠቀሙ